Poznaj:


Oglądalność: 26975, czas 31m 19s, ocena 1000, reakcje 28. ሰላም ኩቡራት ተኸታተልቲ መደባትና ተቀማጦ ነርወይ ንዓኹም ዝኸውን ዝጠቅም መስመር ተሌፎን ኣለና እሞ ኣብዚ https://bit.ly/3uKdOBe ኣቲኹም ዓማዊል ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም My Call global https://bit.ly/3uKdOBe New Eritrean movie 2021 - Tsbah - ጽባሕ ሓዳስ ተኸታታሊት ፊልም - Bella Media - Part 7 episode finale. This movie is produced in Asmara Eritrea Written by Ghirmay Major .




New Eritrean movie 2021 - Tsbah - ጽባሕ ሓዳስ ተኸታታሊት ፊልም - Bella Media - Part 7 episode finale

- አቲ ደርፍ ናይ መን እዩ እባ ዘፈልጣ ተሓባበሩኒ
- አብ ሞወዳእታ ንብምልእቲ ፍልሚ አባላሽያታ ገና ክትቅጽል ትኪኢል ነራ
- ጽብቅቲ እንዲያ ግን ኣድቭርታይዝ በዚሕዋ
- ባች ዳሕራይኩምባ ይገድድ🤨🤔
- Eta music nbeyna zerghuwa
- እዛ ስራሕ ብጣዓሚ ብልጽቲ ስራሕ እያ ብዙሕ ወጻእን ጉልቦትን ዝሓተት እያ ምክንያቱ ጽብቅ ስራሕ ብዙሕ ነገርት ስለ ዝሓቲት ኣነ ከም ትዓዛባይ እዛ ፊልም ካብ መጀመርያ ክሳብ ትውድእ ተካፋሊ ናይ ፊልም እዩ ግን ኣብ መወድእታ ዕጉብ ኣይኮንኩን ምክንያቱ ብዙሕ ዘይተፈቱሑ ግድላት ኣለዎ
- ጽብቕቲ ፊልም ከላስ ካን ኣብ መወዳእታ ኣባላሺኩማ
- ብቃ ድዩ
- ❤️❤️❤️❤️
- Entay tefexeme ke bzuh teref alekum aytfexemen nay bal sened ke fsh entay ybl ab mewedaeta ke aqeymkumna ajoku belu bertau enber filmi btami xbqti eya mewedaeta tray ajokum
- እዛ ፊሊም ጥዕምቲ እዩ ግን ተፍጽመ ከመይ ግሩ እዩ ኣበይ ከ ብጽሓ ውላ ሐንቲ ኣይተርድኣን
- Enko bedhan mexakum mekurateyy
- ዋእ ኣታ ኣብ ክንደይ ፊልምኹም ሲ ብኣድቨርታይዝ ከኣ መሊእኩማ
- በቃ ኣብዚ ተፈፂማ😎
- ትዕቢት፡ናብ፡ውድቐ፡የምርሕ።
- Please eba eza music 🎶 sedadlen
- ተፈጸመ ዲየ ራኢየ ኣቦ ንዮርስ ሐራይ ከየበለ